AMEN - Dawit Weldemichael ft. Ephrem Amare - Newri | ነውሪ - New Eritrean Music 2018 - Tigrigna Music
HTML-код
- Опубликовано: 10 апр 2025
- Subscribe us bit.ly/2saq6nZ
’’Eritrean Music’’ ’’New Eritrean Music 2018’’
New Eritrean Tigrigna Music 2018 by Dawit Weldemichael feat Efrem Amare.
Copyright © Amen Entertainment 2018
An unauthorised use, distribution or re-uploading without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
© All rights reserved.
Popular Videos: bit.ly/2sbAa00
Newest Update: bit.ly/2KR6ltn
Follow us on Facebook: bit.ly/2xaOzzm
#AmenEnt #EritreanMusic #EthiopianMusic Развлечения
ዘክርዮ ቃልኪ ዕምበባ ፣
እቲ ናይ ቀደም ዘረባ ፤
ምሳኻ ኢልክኒ እመንኒ፣
አቤት ንጋዶ ጠሊምክኒ ፤
ኩሉ ዝበልክዮ ይኣምኖ ፣
መዓዝ መሲሉኒ ከምዝሞ፤
ጭክን ተብልለይ ንዓየ ፣
ከምኡ ዘይግበር ዘላለየ ፤
አብዛ ፍቅር አቢልኪ ህልም ጥልም ፣
ጌጋ እዩ ነውሪ ሓፍተይ ከምኡ ኣይግበርን ፤
አሰምቢድኑ እንድዩ ቲ ጥልመትኪ ንዓይ እውይ ክመርር ፣ ግብርኪ ግናይ
ናተይስ ንበይኑ እዩ ውይ ፍልይ ዝበለ ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
አንቲ አነ እሞሰብ አይከውንን እየ ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰምቢደ ፤
እዛ ደርፊ ደስ ዝበለትኩም እስከ like ጠውቑ ።
Nicccc song
gabza Antar mkafa 2 dagmane 👍👍👍👍🌍🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️
Abet megabr telimkni
Good job keep it up.
Bro soryy enda belku eye defire tekoyna abet megabr telimkni eu zbl delo eta abet ngado telimkni elkaya deleka so nic bro b taemi adnikeka 😍😍
ኣታ እዛ ወዲ እዚኣስ ማራ እያ ኬፍ ትህበኒ እስከ ብሕጂ ትሪእዋ ዘለኹም ብሽም ዳዊት ወልደሚካኤል Like ጠዉቑለይ
Yemane Zeray twuk
Bniam Daniom👍👍👍
ክገርመካ ቅድመይ ኣይርኣካያን ግን ክቱር ጥልመት ናይ ኣፍቃርተይ ኣሰደምዱሙኒ ክሳብ ሕጂ ንዓኣ ይሰምዕ ኣለኩ ፈውሲ ልቢ ተካኢተይ ደርፊ ረኪበ ኣለኩ እምበር ናይ ኣፍቃርተይ ደኣ ሕምስ ኣቢላትኒ ደዊተይ ብልቢ እየ ዘድነቆ ዘመስግኖ
Ata awyyyyyyy baka texelilela aza derfi 100 gzi semiaye
Futwi Weldeab wela Ane
እዚኣስ ንዓይ ኢሉ እዩ ደሪፍዋ, ሰበይተይ ብባህጊ ክትመጸኒ እንዳተጸበኽዋ ጠሊማትኒ.ልበይ ሰይራቶ.ኣማኒኹም ኣይጥለምኩም.like እስከ በሉኒ ሽኮሪናታት
Thanks Dawita!
Ajoka amlak aytlemka ziarkey nkdmit trah temt kalie ketefri tkiel eka 😘
ታይ ደኣ ገርካ
ጥልመት ጥልመት ጥልመት
አይትጥለም አማኒካ
ከይቅየም ፈጣሪካ
አጆካ ዝዓርከይ ዘይትጠልም ይፍጠረልካ
ኣይዞክ ወንድሜ
አግዚኣብሄር ላንተ ያለውን ይሰትካል
ኣሜን ኣጆካ ከኣ
*ዋውውው ሎሚ ቀዳማይ ጽሒፈ በቶም ኣዝዮም ንፊዓት ስነጥበባውያን ደቂ ትግርኛ ዝተሰርሐ ድኣ ታይ ክወጾ ሰላም ንዓኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት like ሂበ ኣለኩ*
Ermi alet nay Tgray aleka dyu lemani klu gzie like habuni tbl,😀😀 🤣🤣
AYkonen 50% ab Eritrea Tgrigna sle zkone adi hager alena🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eri 😍💖💖💖💖
Merbeb Tigrigna 😂😂😂😂🤔😒😏
@Merbeb Tigrigna ከመይ ጌርና ኩልና ትጋሩ ንኸውን ኣይትጋገ / ይ
Dawiteyyyyy shikorr yene marr l Love you so mach so nicc
እዛ ደርፊ ክመንዋ ኣይካኣልኩን
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን እንተሂብኒ
ወላ 2030 ኣይመንዋን እየ
*እዋይ እዛ ወዲ ባእ ብሓቂ መተካእታ ጣኒቆ ከም ትኸውን ተስፋ ኣለኒ ክብረተይ ኣጄኻ ቀጽሎ በርትዕ ወገነይ*
Kab kulu hudue eu kemzom cherbahbah ziblu aykonen
ነውሪ
ዳዊት ወልደሚካኤል
ምሽ ኢልክኒ ምሳኻ'የ ክሳብታ ዕምሪ ንሓዋሩ
እወ ኢልክኒ ኩሉ እንትናይ ምሳኻ ገይሹ ጠቕሊሉ
'ታይ ድኣ ሕጂ ጠሊምክኒ ሓብተይ በንጻሩ
እወ በንጻሩ ሓብተይ ብግምጣሉ።
መዓስ ከምዚ ተጸብየ ኣነ ካባኺ
ልበይ ሃሲኽዮ እወ..ወ ፈቃር መሲልኪ
ኣሰንቢዱኒ ንዓይ ሓብተይ እቲ መርዛም ግብርኺ
ከምኡ ኣይግበርን ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ተጋጊኺ
እወ ተጋጊኺ ሓብተይ ተጋጊኺ(2)።
እንታይ ትኸስቢ ዘለላይ ንዓይ ደርቢኺ ኣብ ስቓይ
ዘይምነገርክኒ ዕምበባይ ኣብ ምጅማሩ ኣብ ፋልማይ
እዚ ፈቃር ልበይ ከይሓምም ምገደፍክዎ ቀዲመ
ሕጂ'ታይ ይኹን ሓበነይ ዘይ ገለ ኣላዪ ንበይነይ
ሕጂ'ታይ ይኹን ሓበነይ ንስኺ ዘይብሉ ንበይነይ።
ድ...................ር....................ብ............
ዘክርዮ ቃልኪ........ዕምበባ
እቲ ናይ ቀደም.......ዘረባ
ምሳኻ'የ ኢልክኒ.....እመንኒ
ኣቤት ንጋዶ...........ጠሊምክኒ
ኩሉ ዝበልክዮ.......ይኣምኖ
መዓስ መሲሉኒ......ከምዚ'ሞ
ጭክን ተብልለይ....ንዓይ'የ
ከምኡ ዘይግበር....ዘለላየ።
ኣብዛ ፍቕሪ ኣቢልክኒ...... ጥልም
ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ከምኡ ኣይግበርን(2)።
ኣሰንቢዱኒ እንድዩ እቲ ጥልመትኪ ንዓይ
እውይ ኽመርር ግብርኺ ግናይ
ናተይ'ሲ በይኑ'ዩ ውይ ፍልይ ዝበለ
ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
ኣንታ ኣነ'ሞ ሰብ ኣይከውንን'የ
ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰንቢደ።
ዘክርዮ ቃልኪ.......ዕምበባ
እቲ ናይ ቀደም.......ዘረባ
ምሳኻ'የ ኢልክኒ......እመንኒ
ኣቤት ንጋዶ...........ጠሊምክኒ
ኩሉ ዝበልክዮ........ይኣምኖ
መዓስ ሓሲበዮ.......እዚ'ሞ
እጂ እንታይ ይኹን ንበይነይ
ዎ'ኣነ ዝረኽቦ 'ታሓሳረይ።
ኣብዛ ፍቕሪ ኣቢልክኒ.........ጥልም
ጌጋ'ዩ ነውሪ ሓብተይ ከምኡ ኣይግበርን(2)።
ኣሰንቢዱኒ እንድዩ እቲ ጥልመትኪ ንዓይ
እውይ ኽመርር ግብርኺ ግናይ
ኣማኒኺ ምጥላም ጌጋ'ዩቲ ነውሪ ጌጋ ነውሪ
ሓንቲ ክብለኪ ግን ዎ' ስምዕኒ ንዓይ
ከይትደግምዮ ግብርኺ ግናይ።
Thanksss kubrteyy wegneyy
wawwwww gele aynet adnikeka behaki powwww👌👌👌👌👌👌👌
Everything gonna be all right So woman no cry Thank you so much. I just read it and wrote it down.
wedi Antore wedi Antore Mara kief alewa eza derfi
Habtit Negasi 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ልስሉስን ጥዑሙን ንኽትሰምዖ ብፋላይ ኣብ ድርብ ብጣዕሚ መሀነን።ከምዚ ተዋሃሂድና እንተሰሪሕና ክንዕወት ምኳና ምስክር'ያ እዛ ስራሕ'ሞ ኣጆኹም ቐጽልዎ።
From Kenya 🇰🇪,2020,love the song
Me too sis from Eritrea
🇪🇷🇰🇪🇩🇪one love
Swawz mwamgunda
We are one my sister
We aftican one people
I love kenya and i have more frindes from kenya ❤
ያ ኣነ ነዛ ደርፊ ናይ ብሓቂ ፈተያ፥ ማራ አያ ከፍ ዘለዋ። ሩሑስ ሓዲሽ ዓመት ከኣ።
ዝገርም ድምፂ! ዝገርም ግጥሚ! ዝገርም ተቐባሊ( ኤፍ ሓውና) ብጣዕሚ ክበረታታዕ ዘለዎ ትግርኛ ደርፊ ፍትውትውውወው አቢላያ አለኩ እዛ ደርፊ፡፡ ምስ ኤፍሬም ከዓ ፅቡቅ ውህደት ፈጢርኩም
ካብ ኩለን ደርፍታት ደስ ትብል ደርፊ ምስ slow ድምጺ like ብስም ዳዊት ኣድዩኒ
ዋውውው ኣነ ይቕሬታ comment ብዙሕ ኣይጽሕፍነ ኔረ ሎሚ ግን ግድን ክጽሕፍ ኣለኒ ኢለ ተበጊሰ ብጣዕሚ ደስ ትምለካ ደርፊ ድምጺካ ብጣዕሚ ላዛ ዘለዎ ግጥሚ ውን ንፍዕ ብዝኮነ ኩሉ ሙሉ ዳዊተይ ቀጽሎ አስኪ ኣጆካ ኣይትሕምቕ ዋውው
ብታእሚ ጽብቅቲ ህድእቲ ንጹር መልእኽቲ ዘለዋ ደርፊ ነተባባዓዬ አህዋት ንዓይ ከ ላይክ
paul peter 🌍🌍🌏🌏❄❄🌞🌞🍁🌽🌼🌽
Gele aynet sirah siffti timtin derfi nayzi amet eya 😍😍🇪🇷
ዳውታ ሽኮር ክሳብ ሕጂ 2011 ክሳብ 2016 ዓ'ም ብግእዝ ዝሰምዓ ዘለኹ ሓፍትኻ ካብ ትግ💊💝💞💞💞
😢
Am from somalia
All thought I don't understand the song but I love ma brother's and sister's from Eritrea ❤❤❤✋much love❤❤✋
Woriya somali arkey much love
Woreya i miss yu
Thanks bra
we love ya toooooo bruh
Wawwww gela ayenat music like habelay eska
Mnalbat ngelena kokob ab semay trah zrkeb kmeslena ykal eyu, ksab nay Dawit derfi zeyestemakernayo.
Ati haki gna Dawit ab semay zeyrkeb nay mdri kokob eyu.....
Hakey ende yehwat .....
Abet ezi dmtsu ako nab kala alem eyu hzuka ዕርብ zbl.
Kk haqki aleki ::
Mara eske buruh mexae delewo menesey eyu dmxu dawit elyana ytem yordaye tbl kea mara kef alewa and eti gtmin zeman kea natu bmkanu epfrem kea mara mesati dkone dmxi alewo
Nay behaqi nfue
እቶም ዝተብደልና እሞ ገሊጽና ምውዳእ ሲእናዮ
@@eritreaasmara2560 asmayit or asmay?
Dawit weldemichael.
Thank you for this song.
We love you brother.
All my Eritrean refugees 🙏🙏🙏
አስከ ኣብዚ ግዜ ምውሻብ ዝሰማዓ አንተሎ ☝️.
Hopeful lil star being born to be known as a famous artist worldwide. I'm from Brazil....nd i love watching Eritrean music and all Eritrean pple are so loving ones indeed" one day i'll try to call you ma lil bro David.
We have also fulllove over Brazilians. So thanks
Tanks bro we Eritreans love you Brazilans
dawit hpp
I like each song that you sang my best singer daveyeeeeeee
ዘክርዮ ቃልኪ ዕምበባ ፣
እቲ ናይ ቀደም ዘረባ ፤
ምሳኻ ኢልክኒ እመንኒ፣
አቤት ንጋዶ ጠሊምክኒ ፤
ኩሉ ዝበልክዮ ይኣምኖ ፣
መዓዝ መሲሉኒ ከምዝሞ፤
ጭክን ተብልለይ ንዓየ ፣
ከምኡ ዘይግበር ዘላለየ ፤
አብዛ ፍቅር አቢልኪ ህልም ጥልም ፣
ጌጋ እዩ ነውሪ ሓፍተይ ከምኡ ኣይግበርን ፤
አሰምቢድኑ እንድዩ ቲ ጥልመትኪ ንዓይ እውይ ክመርር ፣ ግብርኪ ግናይ
ናተይስ ንበይኑ እዩ ውይ ፍልይ ዝበለ ንዘይኮነለይ በይነይ ሃሊለ
አንቲ አነ እሞሰብ አይከውንን እየ ጠቕሊለ ዓቢደ ሓበነይ ሰምቢደ ፤
እዛ ደርፊ ደስ ዝበለትኩም እስከ like like ።
ዳዊት ጽቡቅ ስራሕ ምስ ኤፊ ሓቢርኩም ክትሰርሑ ከለኩም ክኣ ኬፍ ኣለኩም ቀጽልዎ። ናይ ሓባር ስራሕ ናይ ሓባር ዓወት ኢዩ ።
እዛ ደርፊ ኣነ ክመንዋ ኣይክኣልኩን
ከምዚ ከማይ ኣለኹም ዶ
ከምዚ ከማይ ተሃሊኩም like ጌርኩም ሓቡሩኒ።
Wela ane bro
Alo we
Ja alena gn antay amo ng
Alena
ya
እውይ እዛ ደርፊ ዘይትምኖ ክሳዕ ሕጂ ይሰምዓ ኣለኩ ብፍላይ ዜማ ጥዕምቲ
*2021 ውን ክሰምዓ ኢየ ኣብ ገዛይ እንዳ ጨረምኩ*
*ኢየእዋይ እንዳበልኩ*
ደቭ በጣም የምያምር ድምፅ ነው ያለህ ካንተ ብዙ ነገር እንጠብቃለን ሰላምህ ያብዛውውውው
ዳዊተይ ሽኮር በቲ ኬፍ ዘለዎ ደርፍካ ገይርካ ከም ኤለትሪክ ተዘዝ ኣቢልካኒ ያክ i miss you dawitey hubi
እፊ ቀመም ክፈትወካ መዓት የ ቀፅለሉ መክሰበይ ዳዊታ ሽኮር ማራ ጎቦዝ ኢካ ሶ ኣይዞኩም ሕበሩ ኣይዋት
ክሳብ 2020 ዝሰምዓ ይህሉ'ዶ ይኸውን ከምዚ ከማይ። እንተሃሊኩም እስኪ ላይክ ኣጋራጭው ኣቡሉለይ
Ane aleku ysema (29-12-2019 )least years 2020' nice year
Kulu seb ysemea
ኣነ ሎሚ ይሰምዓ ኣለኹ ዕለት 9/01/2020
Ayyy mgnans
nmegemerta lomi ysema aleku
Such a beautiful song from Dawit
Dave Bella Derfi Musika
Teum Demsii
God bless you 🙏 ❤️ 🙌 ♥️
I am somali 🇸🇴🇸🇴 but I love song Eritrean
bra jobbat
Woryya somali
Mafa'antahie weriya
I am from Eritrea .I love Somali ❤
K
Bin kbkblblk Knoblochs obio Jo kobbobo
ኣታ ዚ ህዝብናስ ስቅ ኢሉ ምስ ፉሉጣት አዮ ደሻሩ አምበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ኣብዚ2018 ኣይሰማዕኩን ግን ኣብ ቪው ተራአኻስ ድሕሪት ኣላ አምበር ክተባባዕ ዝግበኦ ንፍዕ ደራፋይ አዮ ንሓግዞ ,,
ናይ ብሓቂ bro
Solomon Kahsay nay behaqi tuy seb eka haqi tifetu 100000000 hibeka aleku neaka
@@fitsumtekle2263 ክብረት ይህበልና ሓወይ ናተይ ሕጅስ ጽቡቅ ከይዳ ኣላ ደስ ይብለካ ክተባባዕ ዝግብኦ አዪ
እቲ ቀንዲ ዝገረመኒ እኮ ግጥምን ዜማን ናሃቱ ምኳኑ ዩ he
is so amazing
ዲዉተይ ሽኾርዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዳዊት የሆ እስከ 2024 ዝሰምዓ ዘሎ like ይርገጽ❤😍
Ayseman ye zeleku
Me too 😢
26/12/2024❤😊
ዳዊት&ኤፍሬም ብጣዕሚ ብልፅቲ ስራሕ ዝወፃ የብላን።ክልቲአኹም ብሉፃት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ክልቴኹም ብኻልእ ስርሕ ሓቢርኩም ክትምለሱና ተስፋ ንገብር።
ዳዊታ ናይ ሕማመይ ዕድመን ጥዕናን እስከ ይሃበለይ ፈጣሪ
እዚ ኩሉ ጠጥዑሙ comment ክጽሕፍ ከሪመስ ሓደ መዓልቲ like ኣይተጥዑምናን ቁሩብ ስክፍታ የለን ክክክክ love you ደቂ ዓለመይ ኩሉኩም ማለተየ
i love you to ጋል ዓለምና ቅጭን ክክክክክክክክክክክክክክክክክ
Nihna win nifetweka habibi natey
B like kitblu eko lekaleka gerkumuna
Robel Haile Betiji Ashe
eway kemay zfetwa do yuhulu nesa derfi nicccc bro
ዋውው ኣቤት ድምጺ ኩሉ ሙላ 100% ግጥምን ዜማን ባዕልካ ምስራሕካ ዝንኣድ ብሩክ week ends ygberelna
መን ኣሎ እስካብ ሎሚ 2022 ኣብ ማዓልቲ
10 ዝስምዓ ደስ ትብል ድርፊ♥♥♥💋ዳዊት ፍቅር♥✌
Me too
Pppppp እዚኣ እያ ደርፊ ሰሚዐ ምጽጋብ ስኢነያ ደቂ ኤረይ ኣሕ ኣጆኩም እስከ
Ay kemayn
ዳዊተይ &ኤፊየ ጀጋኑ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ከምዛ ነዓይ ሚሒሉ ጢሒሉ ጥልም ኣቢሉኒ ዘሎ እዩ ይገርም እዩ ታይ ይግበር ኮይኑ ኣብዚ ግዜ ጠላም በዚሑ እዛ ደርፊ ግን ሙሉእ መዓልቲ እየ ስምዕ ዝውዕላ ከምታ ናተይ ሂወት ስለ ኮይና ትስመዓኒ በጃኩም ኣይንጣለም ኣሕዋተይ like ከኣ ኣይተውሕድለይ ፍትው ከበልከም እየ ዋ
Ajka Trha Wedi Er Er Er Aba Zemsi Baselam Yerkebane
ane bgual tetelime mluee mealti ksemaa eye zwell
ክክክክ ኣቲ ነገራም ወላ ኣብዚ ዲኺ ትርከቢ ክክክ
eway haftey adengxkni ajoki kemsamu
ናይ ባሓቂ ጥዕምቲ ደርፊ
I Love it This music
ቐጽሎ bro
ናይ ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ ሓቢርካ ምስራሕ ጽብቅ ፍረ ኣለዎ ኣጆካ በርትዕ ኤፍረም ሓውና።
ብቀዳምነት ነዛ coment ተንብቡ ዘለኩም ይሕዋተይ ኣብ ምሉእ ሂወትኩም ፍቅርን ቅሳነትን ጥዕናን ይምነየልኩም ቀጽለ ዳውታ ሽኮር እንታይ ክወፃ ናይ ብሓቂ ኩሉ ነገራ ውድእቲ እያ ዝወፃ የብላን :
ግጥም 100
ዜማ 100
ክሊፕ 79
ድምጽ ውን 100
ቅሩብ ክተሸይፈና ነርካ ነታ ሕርማ እበር music ዝወጻ የብላን ዳውታ አስሊ ሶ
ኣጆኻ ኮጽሎ ካባኻ ብዙሕ እና ንጽበ like ቡሩኽ ቀዳመ ሰንበት ካ ይግበረልና ንኹላትና ኩቡራት ይሕዋት ::
😍💪👉👍❤❤
Amen
Lol eta hurma dea xeliwa endiu mis telemeto
@@johnpeace600 ያ ኑሱስ ጹቡቅ ነርካ ግን ኣንሕና ሪኢና ዘይ ጸገብናያ ከ እሞ
Danihidray fb natey add beleni dawit kirekbeka delye please
ዋውውውው ገለ ዓይነት ደሪፊ i Love you music አጆኻ ቀጽሎ ከምዞም ሓኒቲ ደሪፊ ደሪፎም ዘቃርጽዎ ዘለዉ ከይተቃርጾ አጆኻ
bilen eyney hati mahazay ala tmotelka thamelka dawitey
አዛ ደርፊ ንዓይ ኣዝያ አያ ተጸልለኒ ፈውሲ እተኾነኒ Like ሃብኒ ኣህዋት
Wedeza megale
Bezi tiray tefeweselna ember 👍👍👍👍
Ata hasawi 😀
ዘይትምኖ ደርፍ ኢያ
ኪድ ማጮሎት ፈትን ሂበካ ኣለኹ
ብልቢ ስሒባትኒ ዴቨይ ክገርመካ ይጽበያ እየ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ስዓታ ጥብ ናተይ ዕድመይሃብካ ጥበብካ የስፋሕፍሕ ወትሩ ብሉጽ ኣዳም! ክቡራት የሕዋት ነዚ ውልዶ ስነ ጥበባዊ ዳዊተይ ክኣ ሞራል ሃቡለይ ኢኹም: ዴቪተይ ክኣ ኣጆኻ ዝጽዓረ ግድን እዩ ዝዕወት ዓወትካ የርኤኒ ብሉጸይ ናተይ!
ክሊብ-100%
ግጥሚ-100%
ዜማ-100%
ኤዲተር ማን- 100%
ድምጺ-100%
ኩሉ ብሉጽ ሓወይ ሓላል::
ካብ ሓው ናታነይ!
ብልቢ ፍሉይ ጽሕፈት ርእየ ኣብ ኮመንት ሎሚ ከምዚ ግዳ ዘይትጽሕፉ ሞራል ዘይትህቡ ንሰባት!
መን ኣሎ 2021 ዝሰማዓ ዘይትምኖ music
OMG! I have heard that song ten times without stopping and he has nice voice. It's so attractive song and well done wedi Eri.
Bzey mgnan ab 2018 kab zsemaekwen nay tigrigna derftat bltsti waww kulu mlu gtmi & zema whdet chento chento. Specially kea gelatsitey koina rekibeya good job🕺🕺💃🕺
ኣብ ስዑዲ እይ ዘለኹ ሙሉእ ማዓልቲ እይ ደጋጊመ ዝስምዓብጣዕሚ እይ ዝፈትዋ ግን ኣነ ንፊቅረኛይ ዝገልፅለኹሉ መሲሉ እዩ ዝስመዐኒ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Eway Ane srahey resia neza derfi kiseme mara eye zferwaaaa Nic song love u Wedi Eri❤❤❤🌎🎶🎶🎶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷&🇪🇹🇪🇹
😎😎😎😎😎😎😎😎😎😙😁
2018 100%
2019 100%
2020 100%
2021 100%
👌👌👌😘
ኣበለኻ እዚኣ ዝጸሓፍካ2020 መቸም ምእት ፐርስንት
2020fack off
Facts🌌Ksab hji ysema aleku
@@feruzhabtomfyori8800 😘me2
@@feruzhabtomfyori8800 And would go on until I die lol
We all need love ....its Africa at the end of the day.....from Ethiopia 😔😔😔....
ኣበይ ኒርካ ክሳብ ሕጂ ናይ ብሓቂ ጽበቅ ጎሮሮ ሮጉድን ተፈታውን ንፍዕ ቀጽሎ
ብጣዕሚ ደስ ትብል ተረጋጊእካ ተረጋግእ ደርፊ ዋላ ዉን ስርዓት ዘለዎ ኣደራርፋ 10Q
እዛ ደርፊ ክመውና ኣይክኣልኩን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💯💯💯💯
ገለ ዓይነት ደርፊ ደጋጊምካ ዘይ ትመንዋ ኣጆኻ ጡዑም ድምጺ 👏❤👏❤👏❤👏❤👏❤
The Song Touch me deep....wow ❤️ Niay Zderfa mesiluni....
ዳዊታ ደርፍታትካ ኩሉ ኢየ ዝፈትዎ ካብ ኩሉ ሁዱእ ቀጽለሉ ዕድመን ጥዕናን ከኣ ይምነየልካ
2018?
2019?
2020?
he will become a success singer.
MusiccTalent Now Eritrea Meley thanks habibit hopefully
He is the one after abrham and yemane barya
ኣታ ኣበይ ሞ ዝህዝብና ደርፊ ይፈልጥ ኢልካዮ አምበር ካብዚኣ ትጥዕም ደርፊ ኣይሰማዕኩን ኣብዚ ዓመት ከፍ ደለዎ ንፍዕ ወዲ
@@solomonkahsay2066 thanksss kubrteyy haki
Garanti nay 3 amet zelewa nay bahki
ሓደ ኣርትስት ካብ ሓንቲ ናብ ሓንቲ ዝበለጸ ስራሕ ከቅርብን: ዝበለጸን ኮይኑ ክቀርብ ከሎ ዕጋበት ንልቢ እዩ::
ኣብ ኣተኣላልያ ድምጽኻ ዘርኣኻዮ ሓደ ብሉጽነት እዩ::
ዓጊበ እየ በኣኻ David 👏
ምስ ኤፍረም ዝገበርኩሞ ምቅብባል ፉሉይ መቀረት ሂቡያ::
ጽቡቅ ዕድል ይምነ ኣብ ቐጻሊ::
Y
Ablel Bitibito
Dawity✅ ሽኮር ማራ ዝፈትዋ ዘፈን ዐደመ የሃብካ ።🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰✅✅✅✅🙏
l am Eritrean man selam everyone ... The best song 2018 and 2019🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 I love you Eritrea 😍😍
Eza derfi ab mialti bwihid 15 geze ysema aleku nay hiwetey mesrti eya mesilen kemiza agatmatni ala dawit nic music qexlo👍👍
ተስፋ ይገብር ሓሊፍካዮ ክትከውን ነቲ ሕማቕ እዋን ! ክሓልፍ ከሎ ጥዑም'ዩ።
i think I'm the only Congolese 🇨🇩🇨🇩 to love this song
ዴቭ & ኤፉ ሽኮራት ናይ ብሓቂ ዘለላ ዝኮነት ደርፊ ያ ጽሩያት
Wala nski sryti eki haftey natay
ዳዊታ ብርሃን ዘመና
ኣነስ ፈቴካ ልበይ ኣመና
ጥዑም ድምጺ መሳጢ ሕልና
ድራር ኢኻ ሸዉሃት ነዛ ነብስና
ሉስሉስ ደሃይካ ንስኻስ ንበረልና
ንስኻ ኮኾብ ኢኻ ብኡነት ነዓና
ዉዱእ ስነጥበባዊ ኢኻ ኣነ ፈቴካ ነዚ ጥዑም ድምጺ ባህ ዝበለካ like ኣግርጩ
Dawa dawa
ዳዊትይለማርማርይገባዋል
Marsa alem
573
ዴቭ ገራሚ እዮ ደርፍካ ቀፅለሉ ላይከ ኮሜንት ግበሩ ነበረታታዐዪ
yajema kef zelewa derfi end
ya Dave and epheri
In 2018 I don’t often listen to music but this music I just can’t stop listening so great music 🎧 keep going bro
Me too this is beautiful song 🎵
👍 👌 Dave And Effy
Dawit you are handsome boy, and you have incredible, beautiful and soft voice. I'm proud of your music. 😍🤴
ግጥሚ
ሓጻር
ኣመራርጻ ቃላት ተራ ቃላት(ማንም ሰብ ንክርድኦም ዘየሸግሩ) ኣብ ገግቡእ ቦትኦም ተሰዂዖም መልእኽቶም ከኣ ብግቡእ ዘመሓላልፉ። ይበል ስራሕ
ዜማ ውን ይበል ብፍላይ ምስ ድምጽኻ ዝሰማማዕ ኮይኑ ረኺበዮ።
# ክትእረም ኣለዋ ዝብላ
ኣብ ክንዲ" ምሽ ኢልክኒ"
"ኣይበልክንን ዶ?" √
wow Dawa nebsi eza derfi neay ilka dea kaytkown derifkaya so zarke" i will be say thank you bro for the nice song so keep it up
Herzlich willkommen Dawit bro👍!!!!!!
So nay behaqi des tbl Musik
Qetslo 😍🎤🎸🎵✔✅🇪🇷
Am From Eritrean Mn alo Ksab 1/8/2022 ዝሰምዓ I love you Eritrean . From Canada
ረዚን ግጥሚ ዳዊት 🇪🇷❤🇪🇷
እዋይ ኩላ ዝተተንከፈት ኢያ ትመስል ትጽሕፍ ዘላ መወዳእታኡ የጸብቅ 95% ሓራሙ ከምኡ ኢየን ዝገርመኒ ኣዋልድ የሕዋትኩም ኢየን ክብሉ ከለው ኣወዳት ከአ እንታየን ዲዮም ኣጆኻ ሰበይ
ብድሕሪኣ ኢኻ ሰብን ፈረቃን ትኸዉን ነቃዕ ኣይትእመን✌
Habeniey sebieda😘🇨🇳👈
😘😘😘😘😍😍😍😍💖
ወዲ ሓወቦይ ንሓመዱ ኮንካ ድኻ ኢዋይ ወዲ ሓዎቦይ ብዝኾን ዕድመን ጥዕና ይምነኡአልካ❤❤❤
እውይ ካብ ልበይ ዝፈትዎ ደራፊ ናብቶም ካብ ልበይ ዝፈትዎም በርጌድ ንሓመዱ ክይዱ ዳዊት ይመችካ ፅላል ህዝቢ ትግራይን ኤርትራን ክትከው ይላቦ
ድስ ክተበል ከምዚ ገይረኩም ሕዉነት ፍቅር ትግርኛ ንቅድምት
Thank you delay selam
ዋውውውውውው ጽቡቕ ስራሕ እንድዩ ግን ( ኢፍሬም ) ጥዒምዋ እዩ እንበር ኣይበልዓን ነዛ ደርፊ !!
Dawita fewsi lbi
Kulu zbelkyo yamno..........so nice music 💓💓💓💓
ዴቨይ ኣጆኻ በርትዕ ቀፅለሉ💏❤🙏
ዋው ቀፅለሉ ብሮ ብጣዓሚ ቆንጆ ደርፊ እያ
ብሓቂ ጽቡቕ ስራሕ ፡ ጥልመት ዝበዝሖ ግዜ ገላጺት ደርፊ keep up the good work
Wawww great music dawitom we love you more more ቀጽለሉ ኣጆካ Bro, our artist please bring back
ትህልዉ ዶ ከምዚ ከማይ ኣብ 2020 ዝሰማዕኩማ
ኣነ አንበር ክዕብደኒ ደልዩ
ዳዊት ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ
እዛ ደርፊ ኣነ ክመንዋ ኣይካልኩን ከምዚ ከማይ ኣሎ ዲዩ ክሳብ 13/2/2021 ዝሰመዓ እነተ ሃሊኩም like ኣጋራጭው ኣቢልኩም ህለፉ
Ane aleku
My favourite song dawity natty God bless you for your life keep the good work
2025 ኣትዩ ጌና ክትመንዋ ዘይከኣልካ 👍🏻
Naybhaki xbuk srah xbuk dmxi nice one keep it up 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
والله حقيقة كدة قناة هوبي قناة مميزة جدا ومزيد من التقدم والابداع والتحية لكم مرة اخري من السودان ويسرني ويشرفني ان اكون من مشتركي هذة القناة وشكرا.
Kemakas yelen dawita kulu 100% 😍👌👌👌👌
In 2018 I don’t often listen to music but this music I just can’t stop listening so great music 🎧 keep going bro
0
Gualeri Eritrawit ok kbretey 👍thanks
Dawa hawey nay bhaki rekibkani l don't forget thes song for ever
Entay emo kbleka eye rekibkani eka
Tanks so much
ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ዳዊታ ቀጽሎ ኣጆካ😍😍👍👍😍
ዋውውው ፍቅር ነህ ደስ ይላል
Tmali 20/10/2018 birth day natey neru aske kndey sebat aleku like thbuni nay senay mnyot.
Hbd
Ya zawedi dmxa khade welfi hizuni ms za derfi eske kemay telo like keep it up bro 👌
Kendey garka malet eu
Tesfe Abrha rbai nay 100
100/4
gdefna eske.Brith day do gele do aytblna bkale na xemimna alena
Ug is here with much Love
Hejie yesemea aleku.....abey nere eye zebel zeleku....2020 yestemakera aleku...kemzie kemay eske...
Semikaya zeytmno derfi
God bless you bro
Ich hear this music each one time